22
Apr
Tigrian Ethiopian Community Assiociation Annual meeting
መፀዋዕታ ዓመታዊ ኣኼባ
ማሕበር ኮሚዩኒቲ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን
ዓመታዊ ኣኼብኡ 30 ኣፕሪል 2017
ካብ ቀትሪ ሰዓት 2:00 ኣትሒዙ
ኣብ ኣርሊንግተን ቨርጂኒያ ኣብ ዝርከብ ኢትዮጵያን ኮሚዩኒቲ (ECDC) ከካይድ እዩ፡፡
ኣብ’ዙ ኣኼባ ንኮሚዩኒቲና ኣገደስቲ ዝኾኑ ጉዳያት ስለዝለዓሉ፤ ኣባላት ኮሚዩኒቲ ትግራይን ኣባላት ኮይንኹም ክትምዝገቡ እትደልዩ ተጋሩን ኩሉኹም ንኽትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም፡፡
ኣድራሻ
901 South Highland Street Arlington, Virginia 22204
ኣመራርሓ ቦርድ ማሕበር ኮሚዩኒቲ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን
International Association for New Science IANS, 141 p116 priligy amazon uk
priligy generico In chronic stages, vessels show fibrous thickening with luminal narrowing
priligy cost Drosha cleaves the pri miRNA with a staggered cut typical of RNase III endonucleases yielding a pre miRNA stem loop with a 5 phosphate and 2 nucleotide 3 overhang
Ищите в гугле