21
Mar
Geza Tegaru Fundraising Event – May 27, 2018
0 Comment
መፀዋዕታ ማሕበር ኮሙኒቲ ተጋሩ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመት ጉዕዙኡ ንማሕበርና ንምጥንኻርን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋርን ምውህላል እቶት ክገብር ኣብ ምሽብሻብ ይርክብ። እዙ ናይ ሎሚ መደብ ማሕበርና ካብ ዝተጣየሸሎም ቀንዲ ዕላማታት ሓደ ዝኾነ ኣብ ፅቡቕን ኣብ ሕማቕን እንራኸብሉን እንተኣኻኸበሉን ገዛ... Read More