Press Room

Press Releases, News & Events, Multimedia, Publications & Resources
21
Mar

Geza Tegaru Fundraising Event – May 27, 2018

መፀዋዕታ

ማሕበር ኮሙኒቲ ተጋሩ  ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመት ጉዕዙኡ ንማሕበርና ንምጥንኻርን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋርን ምውህላል እቶት ክገብር ኣብ ምሽብሻብ ይርክብ። እዙ ናይ ሎሚ መደብ ማሕበርና ካብ ዝተጣየሸሎም ቀንዲ ዕላማታት ሓደ ዝኾነ ኣብ ፅቡቕን ኣብ ሕማቕን እንራኸብሉን እንተኣኻኸበሉን ገዛ ተጋሩ ዝተብሃለ ባዕልና እንውንኖ ገዛ ንምዕዳግ ዝዓለመ እዩ። እዙ ገዛ ኩልና ተጋሩ እንእክበሉ ክኸውን እዩ። ንዙ ታሪኻዊ ዝኽውንን ንደቅናን ንደቂ-ደቅና ዝሓልፍን ቅርሲ ንምውናን ኩልና ኢድና ንሕወስ።

 

ኣብ’ዙ ዕለት ከሀድሱና ዝተዳለዉ

ኣርቲስት ፡ ታደሰ  ምስ ተፃወታይ ኪቦርድ

 

ቆፆሮና ንሰንበት May 27, 2018

ኣብ

Ukranian Catholic National Shrine

4250 Harewood Rd. NE

Washington DC 20017 ይኹን

ሰዓት፡ ካብ 6፡00pm-12:00 midnight

መእተዊ፡ $30.00

 

ኣባላት ቦርድ ኮምዩኒቲ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን

may-27-2018Flyer-Final

Leave a Reply

You are paying to : Tigray Community Association Washington DC

How much would you like to pay?
$20 $30 $50
Would you like to make regular payments? I would like to make payment(s)
How many times would you like this to recur? (including this payment) *
Name *
Last Name *
Email *
Phone
Address
Additional Note
Loading...