04
Jan
ዕላል ምስ ፍቕረ ረታ (ራያ)
0 Comment
ካብቶም ዉሑዳት ቀዳሞት ናብ ኣውስትራሊያ ዝተሰዱ’ዩ፡ታሪኽ ብዛዕባኡን ካልኦት ከመኡ ዝኣመሰሉን ኣብ መጽሓፍ ተጻሒፉ ኣሎ። ብዝገበሮ ኣበርክቶ ብዙሕ ስልማትውን ተሰሊሙ’ዩ፡ ባህሊ ራያ ኣዚዩ ዘስተማቕርን ብባህሉ ዝምካሕን ሰብዩ፡ ናይ ደቁ ኣስማት፡ ዓዘቦን ራያን ክከውን ዝመረጸ ፍቕረ ራያ፡ ምስራዲዮና ጥ ዑም ዕላል ገይሩ ኣሎ እሞ እንሆ ክትሰምዕዎ ንዕድም።
Source: SBS Tigrinya