16
Jan
Tigrian Ethiopian Community Assiociation Annual meeting – January 28, 2018
ማሕበር ኮሚዩኒቲ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዓመታዊ
ጉባኤኡ ሰንበት 28 ጃንዋሪ 2018 ኣብ ኣርሊንግተን ኣዳራሽ ኢትዮጵያን ኮሙዩኒቲ
(ECDC) ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 2፡00 ክሳብ 4፡00 ከካይድ እዩ፡፡
ኣብዙ ጉባኤ ኮሚዩኒቲና ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ንዘካየዶም ስራሕቲ
ዝግምግም እንትኸውን ናይ ስራሕ ጊዚኦም ንዝፈፀሙ ኣባላት ቦርድ ንምትካእ እውን
መረፃ ከካይድ እዩ።
እዙ ኣኼባ ማሕበርና ክሳብ ሐዚ ንዝተጉዓዘሉ ከይዲ ዳህሲሱ ብዛዕባ ቀፃላይ
ጉዕዝኡ ዝእምተሉ ኣገዳሲ ግዘ ብምኻኑ ኩሉኹም ኣባላት ንኽትርከቡ ብኽብሪ
ንዕድም።
ኣድራሻ፡ 901 S Highland Street, Arlington, VA 22204
ኣባላት ቦርድ ማሕበር ኮሚዩኒቲ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን
ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን
Everyone loves it when folks come together and share views.
Great website, keep it up!
Feel free to surf to my blog post; vpn 2024
Good day! I just wish to offer you a big thumbs up for the excellent information you have got right here on this post.
I will be returning to your web site for more soon.
Here is my blog post – vpn coupon 2024