12
May
Tigray Day (May 14, 2023 2:00 PM – 6:00 PM)
0 Comment
መዓልቲ ትግራይ ኣብ ሲልቨር ስፕሪንግ ሜሪላንድ።
ኹሉኹም ነበርቲ ሜሪላንድ ቨርጅንያ ዋሽንግተን ዲሲን ኸባቢኣን Sunday May 14,2023 ባህሊ፤ ታሪኽ መንነትና ነፋልጠሉ ምስ ነበርቲ እቲ ኸባቢ ምሕዝነት ንፈጥረሉ መዓልቲ ስለ ዝኾነ ባህላዊ ኣልባሳት ተኸዲንኹም ክትመፁ ብኽብሪ ተዓዲምኹም ኣለኹም።
it’s a free outdoor event. Bring your kids. Promote #Tigray