04
Apr
Message of Condolences from Tigray Community Association – DC Metro
ኣይተ ፀሃየ ደባልቀው ብዝሓደሮም ሕማም ሕክምና እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ምሸት 25 መጋቢት (April 3) ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡
ኣይተ ፀሃየ ካብ ኣቦኦም ኣይተ ደባልቀው ተሰማን ካብ ኣዲኦም ወ/ሮ ብርነሽ ተኽሉን፤ 15 መስከረም 1943 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣኽሱም ተወሊዶም፡፡ ኣይተ ፀሃየ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ኣብ ዝተፋላለየ ማዕከናት ሚዲያ ንነዊሕ ዓመታት ብሙያ ጋዜጠኝነትን ብሓላፍነትን ኣገልጊሎም እዮም፡፡ ኣብ’ዙ እዋን ይነብሩሉ ኣብ ዝነበሩ ሃገረ ኣሜሪካ ድማ፤ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ኢምባሲ ኢትዮጵያ ንዓመታት ንሃገሮም አገልጊሎም እዮም፡፡
ኣይተ ፀሃየ ብዓልሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ነይሮም፡፡
ኣይተ ፀሃየ ግቡኦም ዝፈፀሙ ኣባል ማሕበር ኮሚዩኒቲ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ነይሮም፡፡ ማሕበርና ብሞት ሓውና ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን እናገለፀ ንስድርኦም፣ ንፈተውቶምን ንመላእ ኣባላት ማሕበር ኮሚዩኒቲ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን ፅንዓት ንምነ፡፡ ኣመራርሓ ቦርድ ማሕበር ኮሚዩኒቲ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን
Click here for more info: Message of Condolences
I was reading some of your content on this internet site and I conceive this site is rattling
informative! Keep putting up.Raise range
American Cancer Society Cancer Facts Figures 2016 American Cancer Society, Atlanta, 2016 priligy tablets Sorry for all the questions I m just confused by the whole thing
These are scored using the periodic limb movements index, which examines over the course of an hour the number of movements that are 0 paxil or priligy High testosterone levels protect against cardiovascular disease
Fluid, Electrolyte, and Acid Base Disturbances in Liver Disease cytotec price Although the majority 85 of the women questioned said they think beautiful bodies can come in all different shapes and sizes, only 49 embraced their curves and felt fashionable in their own skin
Поиск в гугле