29
Mar
Tigrai COVID-19 Response Fund
0 Comment
ንመላእ ኣባላት ማሕበር ኮሚዩኒቲ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን ኣብ’ዙ እዋን ኣብ ዓለምና ኣንፀላልዩ ንዘሎ ቫይረስ ኮሮና ንምምካት ኣብ ትግራይ ዓድና ድንጋገ ህፁፅ እዋን ተኣዊጁ ኣሎ! ንመኸተ እዙ ለበዳ ዝውዕል ሓገዝ ንምትእኽኻብ፤ ኩልና ተወለድቲ ትግራይ እንኽእሎ ክነወፊ ካብ ህዝብና መፀዋዕታ ቀሪቡልና ኣሎ! እምበኣርከስ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝኸፈቶ GoFundME ኩልና ናይ ዓቕምና ብምልጋስ ንህዝብና ኣለናልካ ንበሎ! ቦርድ ማሕበር ኮምዩኒቲ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን
Email: info@tigraycommunitydc.org, Website: www.tigraycommunitydc.org